ቕነ ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን ብስእሊ፡ ካብ 16-22 ሕዳር 2018

ሙሩጻት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን።

መበል 1448 ልደት መሓመድ ንብዓል ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ሞሮኮ Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ብሰኑይ፡ ሞሮኮውያን በዓል መውሊድ ኣን ከተማ ሳሌ ኣብዒሎም።
ህጻናት ሊቢያ ከተማ ቤንጋዚ በዓል መውሊድ ኣኽቢሮም Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ኣጋ ምሸት፡ ህጻናት ሊቢያ ከተማ ቤንጋዚ በዓል መውሊድ ኣኽቢሮም
ደርሁ ዝጸረ ሰብኣይ Image copyright Girmay Gebru
ናይ ምስሊ መግለጺ እዚ ድማ ኣብ መቐለ'ዩ። ደራሁ ክሸይጥ ንዕዳጋ ዝወፈረ ሰብኣይ
ኣብ ድሮ በዓል መውሊድ ዝተዳለው ባህላዊ ሽኮር ዘለዎም ካረሜላታት ዝሸይጥ ሰብኣይ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ግብጺ ካይሮ፡ ሙቁራት ነገራት (ጣዕሚ ሽኮር ዘለዎም) ዝሰርሕ ወዲ፡ ንመሸጣ ዘዳለዎም ከረሜላታት
ደገፍቲ ሕጹይ ፕሬዝደንታዊ ተነሓናሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ዲሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ Image copyright AFP
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብቲ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ኮንጎ ንዝካየድ መረጻ ጎስጓስ ይካየድ ዘሎ ኮይኑ፡ ደገፍቲ ተቓዋሚ ፓርቲ እታ ሃገር፡ ንሕጹይ ማርቲን ፋዩሉ ንምድጋፍ ዝሓለፈ ሮቡዕ ናብ ጎደናታት ወጺኦም
16 ሕዳር 2018. Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ብዓርቢ፡ ጉጅለ ተጓሰጥቲ ዊልቼር ኬንያ ኣብ ስልጠና
ኬንያውያን ተጓሰጥሪ ዊልቼር Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ነንሓድሕዶም ብምጉሳጥ ይለማመዱ ዘለዉ ኬንያውያን ተጓሰጥሪ ዊልቼር
ኣብ ጥቓ እኩብ ጀሪካናት ፕላስቲክ ጠጠው ዝበለ ሰብኣይ Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዋና ከተማ ኣብዲጃን - ኣይቮሪኮስት፡ ብሓደ ሸያጣይ ንምርኢት ዝቐረበ ሕብራዊ እኩብ ጀሪካናት

ስእሊታት ካብ፡ AFP, EPA, Reuters ከምኡ'ውን Getty Images

ተመሳሳሊ ዛዕባታት

ተወሳኺ ዛንታ