"ጎረባብትና ኣደይ ንኽትቀትለኒ ኣማኺሮማ ነይሮም''
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

"ጎረባብትና ኣደይ ንኽትቀትለኒ ኣማኺሮማ ነይሮም''

ብዘይ ኣእዳው ዝተወለደት እዛ ባንግላድሻዊት መንእሰይ፡ ኣብቲ ፈለማ እዋን ጎረባብቲ ንኣዲኣ "ሸከም ክትኮነኪ እያ ቀቲልኪ ዘይተገላገልያ" ኢሎማ ምንባሮም ትዝክር። ዓይኒ ሰብ ካብ እትርእይ ኢላ ድማ ብናይ ኣእጋራ ኣጻብዕቲ ውጽኢት ኢደ ጥበባት ክትሰርሕ ጀሚራ።