እቲ ዝገዘፈ ብዕራይ ዓለም'ዶ ይኸውን?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

እቲ ዝገዘፈ ብዕራይ ዓለምና'ዶ ይኸውን?

ኒከርስ ዝብል ሽም ዝተውሃቦ እዚ ገዚፍ ብዕራይ ሳላ ቁመቱን ክብደቱን ካብ ምሕራድ ዓዲ ውዒሉ ኣሎ። ጸዓዳን ጸሊምን ሕብሪ ዘለዎ ዓሌት ሆልስተይን ኮይንዎ መውዓሊኡ ኣብ እንዳ መግሃጫ እዩ። ብንውሓት ግን ካሊእ ኣብ ዓዲ ጥልያን ዝነበረ ብዕራይ ከምዝገዝፎ ተገሊጹ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት