ኣፍሪቃ ኣብዚ ሰሙን ብስእሊ፡ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 6 ታሕሳስ 2018

ካብ መላእ ኣፍሪቃ ዝተዋጽኡ ምሩጻት ኣሳእል እዚ ሰሙን

ኣሸር ኣብ ስታድዮም FNB ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ መርኢት እናኣቅረበ 2 ታሕሳስ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣሜሪካዊ ድምጻዊ ኣሸር ኣብ ደቡብ ኣፈሪቃ ከተማ ጆሃንስ በርግ ምርኢት እናኣቅረበ
ትዮ ከጎሲንክወ ኣብ መክፈቲ ፈስቲቫል ማንዴላ 100 ግሎባል ሲቲዝን ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ 1 ታሕሳስ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ድምጻዊ ኣፍሮ ፖፕ ትዮ ከጎሲንክወ ኣብ ናይ ድራር መድብ ንኣጋይሽ እናኣዘናግዐ
ካብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ትምህርቲ ዝተዋዕጽኣ ተምሃሮ ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ከባቢ ሻውል ኪበራ ምርኢት እናኣቅረባ 30 ሕዳር 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ምርኢት ጎዶና ኣብ ከተማ ናይሮቢ ከባቢ ሽወል ኪበራ
ጓል 13 ዓመት ኬንያዊት ቆልዓ ምርኢት ሳዕስዒት እናኣቅረበት፡ እዚ ኣብ ከባቢ ኪበራ ዝበሃል ሻውል ዝተኻደ ምርኢት ብዙሕ ሰብ'ዩ ተኸታቲልዎ 30 ሕዳር 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ጓል 13 ዓመት ኬንያዊት ቆልዓ ምርኢት ሳዕስዒት እናኣቅረበት
ኣብ ኬንያ ሃገራዊ ማእክል ትያትር ተዋሳእትን ሳዕሳዕትን፡ ቅድሚ ምርኢት ምጅማሩ ኣብ ምዝናይ እናሃለዋ 1 ታሕሳስ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ኬንያ ሃገራዊ ማእክል ትያትር፡ ተዋሳእትን ሳዕሳዕትን ቅድሚ ምርኢት ምጅማሩ ኣብ ምዝናይ እናሃለዋ
ኣባላት ማእከል ትያትር ኬንያ ብምኽንያት በዓል ምርኢት እናርኣዩ ፡ ናይሮቢ ኬንያ 1 ታሕሳስ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ብሳዕስዒት ባልት ገይሮም ዛንታ ኣብ ምንጋር ዝነበሩ ክልተ ሳዕሳዕቲ፡ እዚ ምርኢት ብምኽንያት በዓል ልደት'ዩ ተዳልዩ
ኣብ ርእሰ ከተማ ግብጺ፡ ካይሮ ምሉእ ዕባያ ዝተኸደነት ሰበይቲ ብጥቃ ንዓል ልደት ዝተስኣለ እናሓለፈት 3 ታሕሳስ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ርእሰ ከተማ ግብጺ፡ ካይሮ ምሉእ ዕባያ ዝተኸደነት ሰበይቲ ብጥቃ ንበዓል ልደት ዝተስኣለ ስእሊ እናሓለፈት
ፓሩፍ ናይ ላዕሊ ክዳን ዝገበሩ ወተሃደራዊ ባንድ ግብጺ፡ ኣብ መኽፈቲ መተሃደራዊ ምርኢት ካይሮ 3 ታሕሳስ 2018 Image copyright EPA
ናይ ምስሊ መግለጺ ፓሩፍ፡ ናይ ላዕሊ ክዳን ዝገበሩ ወተሃደራዊ ባንድ ግብጺ
ኣብ ምዕራብ ናይጀርያ ከተማ ኢሎሪ ኣርማ ተቃዋሚ ሰልፊ ዘለዎ ናይ ርእሲ መጠምጠሚ ዝመለሰት ሰበይቲ 5 ታሕሳስ 2018 Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ምዕራብ ናይጀርያ ከተማ ኢሎሪ ኣርማ ተቃዋሚ ሰልፊ ዘለዎ ናይ ርእሲ መጠምጠሚ ዝመለሰት ሰበይቲ
ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ጎንጎ ፡ ከተማ በኒ፡ ነቲ ብተቃወምቲ ዝግበር ዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ገበላ ገዝኦም ኮይኖም ዝዕዘቡ ሰባት 5 ታሕሳስ 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ጎንጎ ፡ ከተማ በኒ፡ ነቲ ብተቃወምቲ ዝግበር ዝነበረ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ገበላ ገዝኦም ኮይኖም ዝዕዘቡ ሰባት።
ኣብ ምብራቃዊ ገማግም ቱኒዝያ ጽቡቅ ትርኢት ጽሓይ ዕራብ 30 ሕዳር 2018 Image copyright Reuters
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ምብራቃዊ ገማግም ቱኒዝያ ጽቡቅ ትርኢት ጽሓይ ዕራብ፡

.