ዉቁባት ስእሊታት ኣፍሪቃ እዚ ሰሙን፡ እስታር ፍሽን ሳንታን
ካብ ኣፍሪቃን ኣብ ካልኦት ዓለማትን ዝተረኸቡ ስእሊታት ኣፍሪቃን ኣፍሪቃዉያንን።

ምንጪ ስእሊ, EPA
ተምሃራይ ማሪን ባዮሎጂስቲ ኣብ ከፕ ታውን ደቡብ ኣፍሪቃ ናይ ስታር ፍሸ ኣብ ውሽቲ ማይ ኮይኑ ክስእል እንከሎ
ምንጪ ስእሊ, Reuters
ሰባት ኣብ ኡሁሩ ፓርከ ናይሮቢ ኬንያ፡ ኣብ መዓልቲ ልደት ክርስቶስ ካብ ዝተተኮሰ ቱቦ ጽሩይ ማይ ከሰትዩ ሪጋ ገይርም-ታሕሳስ-25-2018
ምንጪ ስእሊ, EPA
ሳንታ ክሎስ ኣብ ዕዳጋት ካይሮ ግብጺ ተዘርጊሑ
ምንጪ ስእሊ, Reuters
ሱዳናውያን ሰልፈኛታት ኣብ ጎደናት ኣንጻር መንግስቲ እናጨርሑ
ምንጪ ስእሊ, Reuters
ኣብ ሊብያ፡ ኣዋልድ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ናይ ኩዕሶ እግሪ ኣካዳሚ ልምምድ እናገበራ-ታሕሳስ 20-2018
ምንጪ ስእሊ, AFP
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣደን ሓዲሸ ዝተወልደ ቆልዓን ካብ ምጥሓል ድሕሪ ምድሐን ብሄሊኮፕተር ኣብ ውሑስ ቦታ ክወሰዱ እንከለው
ምንጪ ስእሊ, AFP
ስእሊ ካብ፡ ኤኤፍፒን ጌቲ ኢሜጅን