"ከም ኣብርሃም ኣፈወርቂ ከኸወን'የ ዝደሊ"
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

"ከም ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክኸውን'የ ዝደሊ"

በረኸት መሰለ ኣብ ኤርትራ ማይ ምነ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ድማ ዓብዩ። ኣብ ግዜ ቁልዕነቱ ጭራ ዋጣን ክራርን መሊኹ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ኣቢሉ ምስ ወለዱ ናብ ኢትዮጵያ ኣትዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሕጻጽ ይርከብ። ከም ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክኸውን ድማ ይደሊ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት