ኣብ ናይሮቢ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ እንታይ'ዩ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ናይሮቢ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ እንታይ'ዩ?

ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ርእሰ ከተማ ኬንያ ናይሮቢ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ህይወት 21 ሰባት ኣጥፊኡ እዩ። ነቲ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ ከምዝፈጸሞ ባዕሉ ኣሚኑ እዩ። ብዙሓት ኬንያውያን ድሕሪ እቲ መጥቃዕቲ፡ መንግስቲ ኬንያ ድሕንነቶም ከውሕስ ዘኽእል ዓቕሚ ኣለዎ'ዶ? ዝብል ሕቶ ብሰፊሑ ክሓቱ ይረኣዩ ኣለዉ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት