"ሓወልቲ ኣኽሱም ከይወድቕ መንግስቲ ቅልጡፍ ፍታሕ ይሃብ" ምሁራን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

"ሓወልቲ ኣኽሱም ከይወድቕ መንግስቲ ቅልጡፍ ፍታሕ ይሃብ" ምሁራን

እቲ 23 ሜትሮ ዝቑመቱ ሓወልቲ ኣኽሱም ናይ ምውዳቕ ሓደጋ ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ምሁራን ስነ ጥንቲ ገሊጾም። ነቲ ሓወልቲ ኣብ ምድሓን መንግስትን ዝምልከቶም ኣካላትን ክረባረቡ'ውን ጸዊዖም።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት