በቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ኤርትራዊ ትካል
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ካምፓላ፡ ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ትካል

ኣብ ርእሰ ከተማ ኡጋንዳ፡ ካምፓላ ብዙሓት ኤርትራውያን ዜጋታት ከምዘለዉ ይፍለጥ። ነዞም ኤርትራውያን ኣገልግሎት ሕክምና ዝህብ ብኤርትራውያን ዝተጣየሸ ማእኸል ሕክምና ኢስት ኣፍሪካ ድማ ንተገልገልቱ በቋንቋ ትግርኛ እናሃበ ይርከብ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት