ንግዳያት ኢቲ 302 መሪር ሓዘነን ዝገለጻ ኣዶ

ንግዳያት ኢቲ 302 መሪር ሓዘነን ዝገለጻ ኣዶ

ቅድሚ ሓደ ወርሒ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሳ ናብ ናይሮቢ እናቕነዐት ዝነበረት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ወዲቓ ኣሳፊራቶም ዝነበረት 157 ሰባት ምሟቶም ዝዝከር እዩ። ኣደይ ሙሉነሽ ድማ ንተኸታታሊ 10 መዓልትታት ኣብቲ ቦታ ተመላሊሰን ሓዘነን ዝገላጻ ኣዶ እየን።