ወዲ 102 ዓመት ህንዳዊ ኣብ መረጻ

ወዲ 102 ዓመት ህንዳዊ ኣብ መረጻ

እዞም ወዲ 102 ዓመት ህንዳዊ ኣብ ሃገራዊ መረጻ እታ ሃገር ይሳተፉ ካብ ዘለዉ ዜጋታት ብዕድመ እቶም ዝዓበዩ መራጻይ ኮይኖም ኣለዉ። እዞም ኣቦ ሃገሮም ህንዲ ኣብ ጽባሕ ናጽነታ ኣብዘካየደቶ ፈላማይ መረጻ'ውን ዝተሳተፉ እዮም።