ኣብ ድሕሪ ተፈተውቲ ሙዚቃታት ትግርኛ ዘሎ ሰብ መን'ዩ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ድሕሪ ተፈተውቲ ክሊፓት ሙዚቃ ትግርኛ ዘሎ ሰብ፡ መን'ዩ?

ሸዊት ጸሃየ፡ ካብ ተሓዝነት መብራህቲ ኪኢላ ካሜራ ክሳብ ንፉዕ ዳይሬክተር ቀረጻታት ሙዚቃ ትግርኛ ንምዃን ዝበቕዐ ሰብ እዩ። ወናኒ ፍርያት ሙዚቃን ፊልምን ሚዶ፡ ሸዊት ጸሃየ፡ ልዕሊ 200 ሙዚቃታት ቀሪጹን ሰሪሑን።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት