"ሳዕሳዕቲ'ዮም ካባና ቐዲሖም፡ ናይ እግዚኣብሄርን ደርፍን ተባሂሉ ዝተጽሓፈ ነገር የለን"
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ነብይ እዩ ጩፋ፡ "ካራተ ኣጋንንቲ ከውጽእ ኢለ ኣይኮንኩን ተማሂረዮ"

ነብይ እዩ ጩፋ፡ ነብይን ሃዋርያን ኢሎም ካብ ሞንጎ ዝተልዓሉ ሓደ'ዩ። ክራይስት ኣርሚ ኢንተርናሽናል ዝተብሃለ ናይ ፕሮቴስታንት ቤተክርስትያን መስሪቱ፡ ብዙሓት ሰዓብቲ ኣፍሪዩ'ዩ።

ክራይስት ኣርሚ ብዝተብሃለ መደበር ቴሌቪዥን ብዝመሓላለፉ ናይ ፈውሲ [ድሕነት] ምርኢታት፣ 'ኣጋንንቲ ብካራቴ ብምውዳቕ'ን ብካልእ ምኽንያታትን፡ ኣዛራራቢ ዝኾነ 'ነብይ' እዩ ጩፋ፡ ሓቲትናዮ ኣለና።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት