ህይወት ኣዶታት እተድሕን ዘላ 'ጂፒኤስ'
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሞያሌ፡ ህይወት ነብሰጾራትን ዕሸላትን እተድሕን ዘላ 'ጂፒኤስ'

ኣብ ኬንያ ከባቢ ሞያሌ እትርከብ ኪኢላ ሕክምና ላብራቶሪ ብ'ጂፒኤስ' ዝተሓገዘ ሕክምናዊ ረድኤት ብምሃብ ህይወት ብዙሓት ነብሰጹራትን ዕሸላትን ተድሕን ከመዘላ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበራ ጻኒሒት ገሊጻ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት