ሙሴ ኤፍሬም፡ ዕርቀ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ ንኹሉ ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሙሴ ኤፍሬም፡ ዕርቀ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ንኹሉ ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ

ናይ ሕጊ በዓል ሞያ ኤርትራዊ ሙሴ ኤፍሬም፡ ዕርቂ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኹሎም ኢትዮጵያውያን ዘማልአ ክኸውን ከምዘለዎን ኣብ ሰንኮፍን ጸቢብ ረብሓታት ናይ ውልቀ ሰባትን ክምርኮስ ከምዘይብሉን ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻነሒት ገሊጹ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት