ምዕሩይ ክሊማ ንምፍጣር ክልተ ቅነ ዝተጓዓዘት ሰገን!
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንስለ ክሊማ፡ ኣብ ክንዲ ብነፋሪት ሽቓቕ ብዘይብላ ጃልባ ን2 ሰሙን ዝተጓዓዘት ሰገን

ተሓላቒት ክሊማ ግሬታ ቱንበርግ፡ ኣብ ኣሜሪካ ኒው ዮርክ ኣብ ዝሰላሰል ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ንኽትሳተፍ ኣብ ክንዲ ብነፋሪት ክልተ ቅነ በጀልባ ክትጓዓዝ ወሲና። ምኽንያታ ድማ ብባሕሪ ተጓዒዝካ ኣብ ዓለም ምዕሩይ ኩነታት ጸባይ ኣየር ንምፋጣር እዩ።