ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ከፋ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኣብ ዞባ ከፋ እንታይ ኢሉ?

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ፌደራል ኮይኑ ኣብ ዞባ ከፋ ኣብ ዘካየዶ ዑደት፡ ምስ ህዝቢ እቲ ከባቢ ፖለቲካዊ ዘተ ኣካይዱ። ካብ ህዝቢ ድማ ክልላዊ ምምሕዳር ይወሃበና ዝብል ሕቶ ቀሪብሉ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት