ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎ ናይጀርያዊ ሰገን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ዘይተለመዱ ነገራት ዝፍትን ናይጀርያዊ ሰገን

ኣብ ደቡባዊ ናይጀርያ ዝነብር ወዲ 11 ዓመት ሰገን፡ ካብ ብህጻኑ ጀሚሩ ናይ እኒ መሲን ሮናልዲንሆን ጥበብ ኩዕሶ ብቪድዮ እናረኣየ እዩ ዓብዩ። ኣብ መላእ ዓለም ተዘዋዊሩ ብቕዓቱ ከርእይ ድሌት ኣለዎ።