ብዛዕባ እምኒ ሓይሊ እንታይ ትፈልጥዎ ነገር ኣለኩም?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ብዛዕባ እምኒ ሓይሊ እንታይ ትፈልጡ?

እምኒ ሓይሊ: ኣብ ኤርትራ ኣብ መንጎ መንደፈራን ዓዲዃላን እምኒ ሓይሊ ኣብ ዝበሃል ቦታ ትርከብ። ነዛ እምኒ ሓይሊ፡ ዞባ ደቡብ'ዮም ኣምፂኦማ።

ኣብ ሃገራዊ ፌስቲቫል 2019 ድማ ኣቕሪቦማ። መናእሰይ: ነዛ እምኒ ካብ ባይታ ብምልዓል ይነሓንሑ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት