ተምሃሮ ኮምፒዩተር ብናይ ኣዶ ቋንቋ ንኽመሀሩ ዝሕግዝ 'ኣፕሊኬሽን' ዝመሃዘ ኤርትራዊ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ተምሃሮ ኮምፒዩተር ብቋንቋ ኣዶ ንክመሃሩ ዝሕግዝ መተግበሪ ዝመሃዘ ኤርትራዊ

ተምሃሮ ኤርትራን ጎረባብቲ ሃገራትን ብዛዕባ ኮምፒዩትርን ሶፍትዌርን ንኽፈልጡ ናይ ግድን ቋንቋታት ኢንግሊዘኛን ፈረንሳይን ክፈልጡ ከም ዝግደዱ ዝገልጽ ዮናታን ኤፍሬም፡ ንሳቶም ብቐሊሉ ክፈልጥሉ ዝኽእሉ መተግበሪ ከም ዝመሃዘ ተዛሪቡ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት