ሞይኡ ንደቁ ዘውረሰ ስነጥበባዊ የውሃንስ እስቲፋኖስ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሞይኡ ንደቁ ዘውረሰ ስነጥበባዊ ዮውሃንስ እስቲፋኖስ

ስነ ጥበባዊ የውሃንስ እስቲፋኖስ ናብ ኣስታት 100 ዝጽጋዕ ደርፍታት ኣለዎ። ብፍላይ 'ምጽዋዕ ምስ እታ ዝፈትዋ ጓል' ብእትብል ጥዕምቲ ደርፉ ልዑል ተቐባልነት ረኺቡ። ደቁ ሰምሃርን ዳናይትን ድማ፡ ንሞይኡ ወሪሰን ኣለዋ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት