ካብ ኣካላታ 61 ኪሎግራም ዝነከየት ኬንያዊት
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ካብ ሰብነታ 61 ኪሎግራም ዝነከየት ኬንያዊት

ኬንያዊት ጃኔት ቅድሚ እቲ ሕዚ ዘለዋ ቅርጺ ምውናና፡ ካብ ርእሲ ሕማም ክሳብ ጸቕጢ ደም የጋጥማ ነይሩ። ጃኔት ከምቲ ዝነበረቶ እንተቐጺላ ንህይወታ ሓደጋ ከምዝኾነ ካብ ሓካይማ ማዕዳ ረኺባ። ኣካላዊ ምንቅስቐስ ብምግባር ድማ ካብ ኣካላታ 61 ኪሎ ግራም ነክያ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት