"ሽልማተይ ኩርዓት ናይ ኩላትና እዩ" ፍረወይኒ መብራህቱ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

"ሽልማተይ ኩርዓት ናይ ኩላትና እዩ" ፍረወይኒ መብራህቱ

ፍረወይኒ መብራህቱ፡ ወርሓዊ ጽግያት ክብሪ'ዩ ብምባል ዝሕጸብ መንዲል ንጽህና [ሞዴስ] ብምፍራይ ብፍላይ ኣብ ገጠር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኣማራጺ እተቕርበሉ ፋብሪካ ኣብ ከተማ መቐለ ከፊታ ኣብ ምስራሕ እትርከብ እያ። ሓሙስ፡ ሽልማታ ሒዛ ናብ መቐለ ምስኣተወት፡ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።