ካብ ማህጸን ኣዶ ክሳብ መመረቕታ ዶክተርነትን ዝዝለቐ ጉዕዞ መናቱ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ዝተመረቓ ማናቱ ሰገንን ሸዊትን

ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊደን ዝዓበያ ማናቱ ሸዊት ዘርኣብሩኽን ሰገን ዘርኣብሩኽን ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ዓድዋ ተማሂረን:: ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ን7 ዓመታት ሕክምና ኣፅኒዐን::