ስእላዊ መግለጺ ጽምብል መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት

ኣብ ጽምብል 11 የካቲት፡ መበል 45 ልደት ህወሓት፡ ልዕሊ 100 ሽሕ ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ: ኣብ መቐለ ስታድዮም ትግራይ ሎሚ ረቡዕ ተኸቢሩ።

መግለጺ ስእሊ,

ንስልጣነ ኣክሱም ዝገልጽ ኣብቲ ጽንብል ዝቐረበ ምስሊ ሓወልቲ

መግለጺ ስእሊ,

ብደም ህዝቢ ሓራ ዝወፀአት ኢትዮጵያ ዝብል ስም ዝተወሃቦ ቅርፂ

መግለጺ ስእሊ,

ብኣማኢት ዝቑፀሩ መናእሰይ: ኣሳእል ስውኣት ሒዞም ቀሪቦም

መግለጺ ስእሊ,

ወዲ 64 ዓመት ወላዲ ብእግሮም ካብ ደደቢት ናብ መቐለ ኣትዮም

መግለጺ ስእሊ,

2,500 ህፃናት ተምሃሮ ድሕሪ ናይ ወርሒን ፈረቓን ልምምድ: ምርኢት ኣቕሪቦም

መግለጺ ስእሊ,

ስልጣነ ኣክሱም ዝነበራ መጓዓዝያ ባሕሪ እትገልጽ ምስሊ ጃልባ

መግለጺ ስእሊ,

ንኽብሪ እቲ በዓል ኣርባዕተ ባሉናት ኣብ ሰማያት ከተማ መቐለ ክዝንብያ ተራእየን