"ኣብ ሓንቲ ለይቲ 5 ተሓከምቲ ሞይቶሙኒ" ቻይናዊ ሓኪም

"ኣብ ሓንቲ ለይቲ 5 ተሓከምቲ ሞይቶሙኒ" ቻይናዊ ሓኪም

ዶ/ር ዢ ናብታ ብኮሮናቫይረስ ዝተጠቕዐት ግዝኣት ውሃን ዝኣተወ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣቢሉ እዩ። ንሱ ናብቲ ዝተመደበሉ ሆስፒታል እንተቕንዕ ብዙሓት ሕሙማት ይውሕዙ ምንባሮም ዝዝክር ዶ/ር ዢ፡ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ሓሙሽተ ተሓከምቲ ከምዝሞትዎ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊጹ።