ሰኣን ግቡእ ኣቓልቦ ሓካይም ህይወታ ዝሰኣነት ነብሰ-ጾር

ሰኣን ግቡእ ኣቓልቦ ሓካይም ህይወታ ዝሰኣነት ነብሰ-ጾር

ኣብ ህንዲ ከተማ ሙምባይ ብሰንኪ በዝሒ ተሓከምቲ ኮቪድ-19 ሆስፒታላት ብምጭንናቐን፡ ሰባት ዝፈትውዎም ናይ ቀረባ ኣዝማዶም ይስእኑ ኣለዉ።