ናብ ኲናት ዝወፈረ ወዶም ክምለሶም ሃንቀው ዝብሉ ኣቦ

ናብ ኲናት ዝወፈረ ወዶም ክምለሶም ሃንቀው ዝብሉ ኣቦ

ኣርመንያን ኣዘርባጃንን ካብ 1980ታት ጀሚረን ሰለስተ ውግኣት ኣካይደን ኣለዋ። ኣርመንያዊ ኣቶ ካስማር ወዶም ናብ ኵናት ከይዱ ስለዘይተመልሶም "ወደይስ ይመጽእ ድኣ ይኸውን" እናበሉ ብተስፋ ይጽበዩ ኣለዉ።