“ካብ ደጊም እንተሞይተ ሕጉስ ኮይነ እየ ዝመወት”

“ካብ ደጊም እንተሞይተ ሕጉስ ኮይነ እየ ዝመወት”

ሃገራት ኣዘርባጃንን ኣርመንያንን ካብ 1988 ክሳብ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ ብሰንኪ ዘካየድኦ ኵናት፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዜጋተት መንበሪ ኣባይቶም ዓንዩ ብዓሰርተ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ድማ ሞይቶም። ገለ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ዜጋታት ኣዘርባጃን ናብ መረበቶም ክምለሱ ጀሚሮም ኣለዉ።