ሓደ ሰሜን ኮርያዊ ካብ ቤትማእሰርቲ ዝሃደመሉ ህሞት
ሓደ ሰሜን ኮርያዊ ካብ ቤትማእሰርቲ ዝሃደመሉ ህሞት
ሰብ መዚ ቻይና ድሕሪ ናይ 40 መዓልታት ኣለሻ ካብ ቤትማእሰርቲ ንዘምለጠ ሰሜን ኮርያዊ ኣብ ቀይዲ ኣእትዮምዎ። እቲ ዡ ዚያንጅያን ዝተባሃለ ወዲ 39 ዓመት ካብቲ ብኤለክትሪክ ዝተሓጸረ ቤት ማእሰርቲ ጂሊን ክሃድም 40 ካልኢታት እዩ ወሲዱሉ።