ድሕነት መግቢ

  1. ኣፕል ጁስ

    እዚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝፈሪ ጽማቚ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እቲ ኣህጉር ኣብ ዕዳጋ ዝቐርብ ኮይኑ: ብምዕሳው ዘጋጥም ፓቱሊን ዝበሃል ጎዳኢ ንጥረ ነገር ስለ ዝተረኽቦ ካብ ዕዳጋ ክእለ ይግበር ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ህድኣት ትኩእ ካብ ሽላ በለስ ዝተፈላለየ ዓይነታት መግቢ ተዳሉ

    በለስ፡ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይን ኤርትራን ዝቦቁል ኮይኑ ብግቡእ ኣብ ረብሓ ከምዘይወዓለ እዩ ዝንገረሉ። ዛጊድ እቲ ፍርኡ ጥራይ ምብላዕ'ዩ ተለሚ፤ እቲ ገላዕታ ድማ ጥሪት ክበልዐኦ ይወሃብ። ኣብ ኣመሪካ ማኔጀር መግብን መስተን ሂልተን ሆቴል ህድኣት ሓጎስ ግን፡ ውልዶ ገልዒ በለስ ሰባት ክምገብዎ ይኽእሉ'ዮም ትብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ትግራይ ከቢድ ሕጽረት መግቢ'ዩ ዘሎ

    ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ትግራይ ቐረብ ነዳዲ ከም ዘተሓሳሰቦ ብምግላጽ ነዳዲ ዝጽዓና'ውን ናብቲ ክልል ከይኣትዋ ተኸልኪለን ክብል ቅርትኡ ገሊጹ ነይሩ። እቲ ትካል ሰሙናዊ 200 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲ ከም ዘድልዮ ብምግላጽ ክሳብ ወርሒ 12 ሓምለ 2021፡ 300 ሽሕ ሊትሮ ጥራይ ናብ ትግራይ ከም ዝኣተወ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቃፍላይ ረዲኤት ፕሮግራም መግቢ ዓለም

    ብቲ 10 ወርሑ ዘቑጸረን ናብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝለሓመን ኲናት ትግራይ፡ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ምስዓቡን፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ተጸበይቲ ህጹጽ ረዲኤት ኮይኖም ምህላዎምን ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ካርታ ክልል ኣምሓራ

    ብመሰረት ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ዝወጸኣ ጸብጻብ ናይቲ ውድብ፡ ኣስታት 1.7 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ሓደጋ ውሕስነት መግቢ ኣጋጢምዎ ኣሎ። ኣብቲ በቲ ኲናት ምሉእ ብምሉእ ዝተሃስየ ክልል ትግራይ'ውን 5.2 ሚልዮን ህዝቢ ሕጽረት መግቢ ኣጋጢምዎ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እቶም ስድራ ብጌጋ ኬሚካላዊ ድኹዒ ተጠቐሞም ንሞት ተቓሊዖ0ም

    ኮምሽነር ጥዕና እታ ግዝኣት ሶኮቶ-ናይጀርያ ዓሊ ኢናመ ንጋዜጠኛታት ከምዝሓበሮ፡ እቶም ቤተሰብ መግቢ እንተዳልዉ፡ ብጌጋ ጨው ዝመስል ቀመማዊ ምህርቲ መሰሰኒ (ድኹዒ) እዮም ተጠቒሞም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዴቪድ

    ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢዝሊይ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትግራይ ዘለዎ ክዙን ምግቢ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ይውዳእ ከምዘሎ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ልዕሊ 350 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኩነታት ጥሜት ይርከቡ፡ ሕቡራት ሃገራት

    ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 350 ሽሕ ሰባት ኣብ ኩነታት ዓፀቦ ይነብሩ ከምዘለዉ፡ ብሕቡራት ሃገራት ዝምወልን ውሕስና ምግቢ ዝቆፃፀርን ጉጅለ ዘዳለዎ ፀብፃብ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መዓር

    ዳርኮ ሚኒዲች ዝመስረቶ ትካል ነቲ ኣብ ቤተ ፈተነ ዝሰርሖ መዓር፡ ጣዕሙ፣ ቅርጹን ሎጎግትኡን ልክዕ ከምቲ ንህቢ ዝሰርሖ መዓር ንምግባር'ዩ ዝጽዕር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ትግራይ

    እቲ ግጭት፡ ኣብቲ ክልል ሰፊሕ ምፍንቓል ከም ዘስዓበን፡ ልዕሊ 60 ሽሕ ነበርቲ ናብ ሱዳን ክሃድሙ ከምዝተገደዱን ጸብጻባት ትካላት ረዲኤት የረድኡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next