ጊኒ

  1. ኮሎኔል ማማዲ ዶምቦያ ቃለ መሓላ ይፍጽም

    ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ጊኒ ኣልፋ ኮንዱ ዕልዋ መንግስቲ ዝመርሐ ኮሎኔል ማማዲ ዶምቦያ ግዝያዊ ፕረዚደንት ናይታ ሃገር ኮይኑ ቃለ መሓላ ፈጺሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኮሮኔል ማማዲ ዶምቦያ

    ኮሮኔል ማማዲ ዶምቦያ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ዝመርሐ ወተሃደራዊ መኮነን እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኮሎኔል ማማዲ ዶምቦያ

    እንተኾነ ግን፡ ብዙሕ ህዝቢን መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታትን ነቲ ዕልዋ ደገፎም ይገልጹ ምህላዎም ጸብጻባት ካብታ ከተማ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጊኒ

    እቲ ኣብ ጊኒ ዝተፈጸመ ዕልዋ ካብ ነሓሰ 2020 ናብዚ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ንራብዓይ ግዘ ዝተኻደ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሴሎ ዳለይን ድያሎ

    መራሒ ቀንዲ ቀቓዋሚ ሰልፊ ጊኒ፡ እቲ ብሰንበት ዝተኻየደ ንፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ ዝኣለየ ወተሃደራዊ ዕልዋ፡ ነታ ሃገር ሓድሽ ዕድላት ዝፈጥር እዩ ብምባል ደገፉ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኮሎኔል ማማዲ ዶምቦያ

    ኮሎኔል ማማዲ ዶምቦያ፡ ነቲ ብሰንበት ኣብ ጊኒ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ ዝመርሐ ወተሃደራዊ መኮነን እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መጻኢ ናይቲ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ፕረዚደንት ኮንደ እንታይ ከምዝኸውን ግን ዛጊት ብንጹር ኣይተፈልጠን

    ንሚኒስተራት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ድማ፡ ካብታ ሃገር ከይወጹን፡ ዝተዋህብኦም ናይ መንግስቲ መካይን ንሰራዊት ከረክቡን ኣዚዙ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ጊኒ ኮናክሪ ወተሃደራት እታ ሃገር ብዕልዋ መንግስቲ ስልጣን ከምዝሓዙ ኣፍሊጦም

    ኣብ ጊኒ፡ ወተሃደራት እታ ሃገር ኣብ ቴለቪዥን ቀሪቦም ዕልዋ መንግስቲ ከምዘካየዱን ስልጣን ከምዝሓዙን ኣፍሊጦም። ይኹን እምበር ምኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር፡ እቲ ዝተፈተነ ዕልዋ ብሓለውቲ ፕረዚደንት ኣልፋ ኮንተ ከምዝበርዓነ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቫይረስ

    ሰብ መዚ ጥዕና ጊኒ፡ ኣብታ ሃገር 'ማርበርግ' ዝተባህለ ሓደገኛ ተላጋቢ ቫይረስ ከምዝረኸቡ ኣረጋጊጾም። እዚ ተኸሲቱ ዘሎ ሓዲሽ ቫይረስ ምስ ናይ ኢቦላ ዝመሳስል ምልክታት ከምዘለዎ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. በኒ ስተይንመዝን

    እስራኤላዊ ቢልየነር ኣብ ሃገረ ጊኒ ብልሽውና ፈጺምካ' ተባሂሉ ተኸሲሱ

    ተወሳኺ ንባብ
    next