ምህዞ

  1. ዶ/ር እሌኒ

    ሚኒስትር ትልምን ልምዓትን፡ ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን፡ ካብቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዘጣየሾ ዘይሻራዊ ቤት ምኽሪ ኣማኻርቲ ቁጠባ ካብ 19 ሕዳር 2014 ኣቆፃፅራ ግእዝ ጀሚሩ ካብ ኣባልነታ ከምዝተኣለየት ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካናን ኣምባላም (ዶ/ር )

    ካናን ኣምባላም (ዶ/ር ) ይበሃል። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ክፍሊ ትምህርቲ ምምሕዳር ህዝብን ክፍሊ ኣመራርሓ ልምዓትን መምህር እንትኾን፡ ኣብ ዞባታት ወለጋን ምዕራብ ጉጂን ኣብ ዝርከቡ ከባብታት ገጠር ምስ ዝነብር ህዝቢ ብምዃን፡ ልዕሊ 70 ድልድላትን ልዕሊ 40 ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይን ሰሪሑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ነፈርቲ ታክሲታት

    ሓደ ጸብጻብ ከምዘመልክቶ ብኡበርን ቦይንግን ዝውነና በረርቲ ታክሲታት ክሳብ 2040 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ ኣብ ዝህሉ እዋን ብደረጃ ዓለም ብዝሐን ናብ 430,000 ክበጽሕ ትጽቢት ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኤርሚያስ

    ኤርሚያስ፡ ቢራ ካብ ስገም ምፍራይ ልሙድ እኳ እንተኾነ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ዕፉን ትኹረት ገይሩ ብምስራሕ "ጽቡቕ" ዝብሃል ኣልኮላዊ መስተ ከፍሪ ከም ዝኽኣለ ይዛረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዶ/ር እሌኒ

    ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን፡ መስራቲትን ፈጻሚት ስራሕን ነቲ ብቢልየን ዶላራት ዝቑፀር ዋጋ ዘለዎም ፍርያታት ሕርሻ ዘተዓዳድግ ዕዳጋ ፍርያት ኢትዮጵያ ኮይና ንዓመታት ኣግልጊላ ከም ዘገልገለት ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ ቻይና ውድድር ሮቦት

    ኣብዚ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ዝተኻየደ ውድድር፡ ካብ 20 ዩኒቨርስቲታት፣ ካብ ትካላት ንግድን ምርምርን ዝተዋፅኡ 2 ሽሕ ተወዳደርቲ ክሳተፉ እብከለው ሰላሙ፡ ብዓውዲ ኢንዱስትርያል ሮቦቲክስን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ሰብ ሰራሕ'ዩ ተዓዊቱ። ካልኦት ኢትዮጵያውያን ኣባኩማ ጌታቸው፣ ፀጋየ ኣለሙ፣ ዮሃንስ ሃይለመስቀልን ሄኖክ ሰይፉን ተሳተፍቲ እቲ ውድድር ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኃይሌ ገሪማ

    ብኢትዮጵያዊ በዓል ሞያ ዝተዳለወ ፊልም ‘ሳንኮፋ’፡ ኣብ ኔትፍሊክስ ከምዝረኣይ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሳራ መንክር መስራቲት ግሮ ኢንተለጀንስ

    ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሳራ መንክር፡ ኣብ መፅሄት ታይም ናይዚ ዓመት ጸለውቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ 100 ሰባት ሓንቲ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ ፍሉይ ዓሌት ሰላጣ

    ኣብ 1981 ምዃኑ'ዩ። ሞርቶን፡ ንመጀመርታ ግዜ ሕርሻ ዝፈተነሉ እዋን'ዩ ነይሩ። ፈለማ ክልተ ዓይነት ሰላጣ'ዩ ዘሪኡ፡ ነዊሕ ርእሲ ዘለዎ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝበቁል ቀይሕን ሕብሪ ዘለዎን እቲ ልሙድ ቀጠልያ ሰላጣን። ዓብዪ፡ ዓንቢቡ ናብ ፍረ ምስበጽሐ፡ ንዝቕጽል ዓመት ንኽዘርኦ ካብቲ ፍረ ኣቐመጠ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ሴራሊዮን ሓያል ሕጽረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣሎ

    ከም ጸብጻብ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝምወል ትካል ዘላቒ ሓይሊ ንኹሉ፡ 26 ሚኢታዊት ህዝቢ እታ ሃገር ጥራይ'ዩ ኤሌክትሪክ ዝረክብ። ኣብ ገጠራት 6 ሚኢታዊት ሰባት ጥራይ ተጠቀምቲ ኮይኖም እቲ ኣብዝሓ ሶላርን ብባትሪ ዝሰርሓ ባውዛታትን ይጥቀም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next