ስዋዚላንድ

  1. ተቃውሞ ኢስዋቲኒ

    ኣብ ኢስዋቲኒ ሓካይም ንፖሊስ እታ ሃገር ኣይነተኣናግድን ክብሊ ነጺጎም። ምኽንያቶም ድማ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ ሮብዕ ንስርዓተ ዴምክራሲ ብዝተገበረ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ሓካይም ካብ ፖሊስ ብዝተተኮሶም ጥይት ስለዝተጎድኡ ከምዝኾነ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ንጉስ ምስዋቲ ወዲ 18 ዓመት እናሃለወ ነጊሱ

    ትማሊ ኣብታ ሃገር ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ጸጥታን ሕገ መንግስታዊ ምምሕያሽ ዝሓቱ ሰልፈኛታትን ድሕሪ ዘጋጠመ ግጭት እቲ ንጉስ ሃዲሙ ከም ዝወጽአ ክግለጽ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቀዳማይ ሚኒስተር ኢስዋቲኒ

    መግለጺ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኢስዋቲኒ ከምዝሕብሮ፡ ወዲ 52 ዓመት ዝኾነ ኣምበሮስ ደላሚኒ፡ ኣብቲ ዝእለየሉ ዝነበረ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ሆስፒታል ብሰንበት ከምዝዓረፈ የነጽር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next