ሕብረተሰብ

  1. ኣርማ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ

    ኣብዞም ሓደሽቲ መምርሕታት፡ 'ዕላማ ነዞም ማሕበራት ንምቁጽጻር' ተባሂሎም ካብ ሞንጎ ዝተቐመጡ ነጥብታት፡ "ኣሰራርሓ እቶም ትካላት ግልጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ከምኡ'ውን ንሕብረተሰብ ልዑል ረብሓ ዘርክብ ምዃኑ ምርግጋጽ" ዝብል እቲ ሓደ እዩ። ኣብዚ ብፍላይ "ልዑል ረብሓ'' ንትርጉም ዝተቓልዐን ንሲቪል ማሕበራትን ከምኡ'ውን ነቲ ኤጀንሲ ንክትትልን ንምልካዕን ዘጸገም ምዃኑ እቲ ሰነድ የረድእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Namibia

    መግዛእቲ ጀርመን ኣብ ናሚብያ፡ ቅድሚ ምምጻእ ሂትለር ናብ ስልጣንን ድሕሪ ቀዳማይ ውግእ ዓለም'ንዩ ኣብቂዑ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ኣእምሮ ህዝቢ'ታ ሃገር መሪር ተዘክሮ ገዲፉ'ዩ ሓሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሺንጂሮ ኮይዙሚ ምስ በዓልቲ ቤቱ ኣቕራቢት ዜና ክሪስተል ታኪጋዋ

    ሚኒስተር ኣከባቢ ጃፓን ኣቦነታዊ ዕረፍቲ ዝወሰደ ፈላሚ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ክኸውን እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መናእሰይ ኣብ ኣስመራ

    መንእሰይ ተስፋን መጻእን ሃገር እዩ። መንእሰይ ዘይብላ ሃገር ሙቐት የብላን። መንእሰይ ዘይብላ ዓዲ ዝሕልሕል ኢያ ትብል። መንእሰይ ዘይብሉ ጓይላ ኣይደምቕን እዩ -ጠርባሽ'ዩ ዝበሃል? እዚ መግለጺ ንመንእሰያት ኤርትራ እንታይ ትርጉም ኣለዎ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰበይቲ

    ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ብ1982 ዓመተ ምሕረት ን09 ነሓሰ ከም ዓለማዊ መዓልቲ ደቀባት ክትበዓል ወሲኑ? ስለምንታይ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next