መጉዓዚያ ባቡር

  1. Video content

    Video caption: ናብ ናይ ባቡር ገለርያ ጸዲፉ ዝድሓነ ተጓዓዛይ

    ኣብ ኒውዮርክ ሓደ ተጉዓዛይ ናብ ናይ ባቡር ገለርያ ጸዲፉ ብናይ ፖሊስን ካልኦት ባቡር ዝጽበዩ ዝነበሩ ተጉዓዝቲ ከምዝድሓነ ተገሊጹ።

  2. ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝወስድ ቀንዲ ንግዳዊ መስመር ባቡር

    ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ መዳውብቲ ክልል ዓፋርን ሶማሌን ሕቶ ይግበአኒ ኣብ ዝለዓለሉ ቦታ "ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ፡ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ከምዝተቐተሉ" ምክትል ሓላፊ ኮምዩኒኬሽን ክልል ሶማሌ ኣይተ መሓመድ ሮብሌ ንቢቢሲ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ካብቲ ሓደጋ ዝተወሰደ ስእሊ

    ነበርቲ እቲ ከባቢ፡ ኣብቲ ቦታ ኣብ 2017 ምንቕጠቓጥ መሬት ምስ ኣጋጠመ እቲ ቢንቶ ነቒዑ ከምዝነበረ ንመንግስቲ ምሕባሮም ማዕከናት ዜና ሜክሲኮ ኣቃሊሔን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሰባት ካብታ ዝተጋጨወት ባቡር እናወጽኡ

    እታ ደሴታዊት ሃገር ዝኾነት ታይዋን ኣብ 1991 እውን ብሰንኪ ምግጫው ክልተ ባቡራት 30 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 112 ሰባት ቆሲሎም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መገዲ ባቡር ኣዋሽ ወልዲያ

    ብዙሓት በዓቲታትን ድልድላትን ዝርከብዎ እዚ ፕሮጀክት ህንጸቱ ምስተዛዘመ ኣብ ሓደ ጊዜ 26 ባቡራት ከተኣናግድ ዝኽእልን ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባትን 27 ሽሕ ቶን ጽዕነትን ዘጓዓዕዝን ከምዝኾነ ይግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መቑሰልቲ ካብ ዘጋጠሞም ሰባት

    ኣብ ታይላንድ ኣውቶቡስ ምስ ባቡር ስለዝተጋጨወት፡ ብውሕዱ 18 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ካልኦት ብዙሓት ድማ ቆሲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Uber user in London

    እዚ ፍርዲ ነቶም ኣብ ከተማ ለንደን ኣገልግሎት ኡበር ዝህቡ 45,000 ስራሕተኛት እፎእታ ፈጢርሎም ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ወርቂ ስዊዘርላንድ

    ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ባቡር ወዲቑ ዝተረኽበ ባልጃ ሙሉእ ወርቂ ዋንኡ ኣይተረኽበን

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እታ ተሳፋሪት ሰበይቲ

    ካልኦት ሰራሕተኛታት እታ ነፋሪት'ውን ክሳብ እቲ መርመራ ዝውዳእ፡ ንዘይተወሰ ግዜ ካብ ስራሕ ጠጠው ክብሉ ተገይሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዝነድድ ፍርጎታት

    መንቀሊ እቲ ሓደጋ ተጓዓዝቲ ቆርሲ ንምስራሕ ይጥቀሙሉ ዝነበረ ሲሊንደር ብዝተልዓለ ባርዕ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next