ትዊተር

  1. ትራምፕ

    ትዊተር ‘ንመምርሕታተይ ኣየኽበረን’ ብዝብል ብፕረዚደንት ቡሃሪ ንዝተጠቅዐ መልእኽቲ ስለዝኣለየ እዩ ኣብ ሞንጎ እቲ ማሕበራዊ መራኽብን መንግስቲ ናይጀርያን ዘይምቅዳው ዝተፈጠረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕረዚደንት ናይጀርያ

    ናይጀርያ ንትዊተር ክትእግድ ዝኸኣለት፤ ፕረዚደንት ሙሓማዱ ቡሃሪ ንመምርሒታት እቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ዝጥሕስ ትሕዝቶ ጠቂዑ ብዝብል ነቲ ትሕዝቶ ምስኣለዮ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ትዊተር

    ማሕበራዊ መራኸቢ ትዊተር ተጠቀምቲ ኣብ ናይ ካልኦት ሰባት ኣካውንት “ጉዳኢ ዝኾነን መጥቃዕታውን” ርእይቶ ቕድሚ ምሃቦም ነቲ ሓሳቦም ክፍትሹን ክኽልስዎን መዘኻኸሪ ምልኣኽ ክጅምር’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጃክ ዶርሲ

    ሓደ ካብ መስረትቲ ትዊትር ዝኾነ ጃክ ዶርሲ፡ ኣብ መጀመርታ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ዝጽሓፋ ጽሕፍቲ ናብ ጨረታ ወሪዳ ብ2.5 ሚልዮን ዶላር ተሸይጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ጆ ባይደን

    ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ ባራክ ኦባማ ዝተረከቦ ወግዓዊ ናይ ፕረዚደንት ትዊተር ገጽ ናብ ተመራጺ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ከምዘይሰግር ትዊተር ኣፍሊጡ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ታካሂሮ ሺራሺ ብ2017 ኣብ ቀይዲ ምስ ወዓለ

    እዚ "ቐታሊ ትዊተር" ብዝብል ዝጽዋዕ ታካሂሮ ሺራሺ ዝተባህለ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፡ ብ2017 ኣብ መንበሪ ገዝኡ ቑርጽራጽ ኣካላት ወድሰብ ምስተረኸበ'ዩ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፌስቡክን ቲዊተርን

    ፌስቡክ፡ ብሩስያ ጽልዋ ንምሕዳር ተባሂሎም ዝተኸፈቱ ምንባሮም ዝገለጾም ገጻት ዝሓዘ ሓደ ንእሽቶ መርበብ ከምዝበታተኸ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፌስቡክ

    ፌስ ቡክ፡ እዚ ሕጂ ዝነድፎ ዘሎ ሕጊ እንተጸዲቑ ኣውስትራልያውያን ኣብ ፌስቡክን ኢንስታግራምን ከይከፈሉ ዜና ክዝርግሑን ዜና ከንብቡን ኣይክኽእሉን’ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኪም ካርዳሽያን ዌስት፣ ካንዬ ዌስት፣ ኢሎን መስክ፣ ቢልጌትን ባራክ ኦባማን ትዊተሮም ተጠቒዑ

    ስሙይ ራፐር ካንየ ዌስትን ፍልጥቲ ኣቕራቢት ቴሌቪዥን ኪም ካርዳሽያንን፡ ካብቶም ናይ ትዊተር መጥቀሚኦም ብሰርሰርቲ ዝተጠቕዖም ፍሉጣት ሰባት እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ብሞባይሉ ትዊተር ዝጥቀም ሰብ

    ትዊተር ኣብ ሩስያ እውን ብመንግሰቲ እናተደገፋ፡ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ብምውዳስ ንፖሎቲካውያን ተቃወምቲ ኣብ ምጥቃዕ ክነጥፋ ዝጸንሓ 1152 ኣካውንት ከምዝዓጸወ ገሊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next