መራኸቢ ብዙሓን

  1. ብባንዴራ ኢትዮጵያ ዝተመላኸዐ ክዳን ተኸዲንን ንመንግስተን ደገፈን ዘስምዓ ደቂ ኣንስትዮ

    ዋላ እኳ መንግስታት ብሪጣንያን ካልኦት ሃገራትን ሓይልታት ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ገጾም ይቐርቡ ኣለዉ ብምባል ኩነታት ጸጥታ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝኸፈአ ደረጃ ይወርድ ምህላዉ እንተገለጻ፡ ኢምባሲ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ግን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብዚ ዝተፈለየ መልእኽቲ እዩ ኣመሓላሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኬት ሚሸል

    ሓንቲ ሰራሕተኛ ቢቢሲ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝዓረፈትሉ ሆቴል ሞይታ ስለ ዝተረኽበት ፖሊስ ኬንያ መርመራ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዓብዲዓዚዝ ሞሓመድ ጉለድ

    ዓብዲዓዚዝ ሞሓመድ ጉለድ ፡ ዓብዲዓዚዝ ኣፍሪቃ እናተባህለ'ውን ዝጽዋዕ ኾይኑ፡ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ካብ ሓደ ቤት መግቢ ክወጽእ ክብል እዩ እቲ መጥቃዕቲ በጺሕዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ነበድ ቲቪ አርማ

    ማእኸሉ ኣብ ክልል ሶማል ገይሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ መደብር ቴሌቪዥን ነበድ ቅድሚ ሒደት መዓልትታት ምዕጻዉ ስዒቡ: ብፖሊስ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዝነበሩ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይቲ ቴሌቭዥን ትማሊ ዓርቢ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ግብጻዊ ሰራቒ

    ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሜድያ ግን፡ ኣብ ክንዲ ነቲ ጋዜጠኛ ዝሓዝንሉ፡ ቀልጢፎም ብባህሪ ናይቲ ዘይዓጀቦ ሰራቒ ከምዝተገረሙ'ዮም ዝገልጹ ዘለዉ። ከምዛ ሓንቲ ዘይገበረ፡ ተረጋጊኡ ሽጋርኡ እናትከኸ ጉዕዝኡ ምቕጻሉ ዘይሓሰቦ ናእዳ ኣጥርይሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጋዜጠኛታት ማሪያ ሬሳን ዲመትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ኮይኖም

    ኮሚቴ ኖቤል ሰላም ክልቲኦም ጋዜጠኛታት መሰል ሓሳብኻ ብናጽነት ምግላጽ ንምሕላው ንዝገበሩዎ ኣበርክቶ ከም ዝሓጸዮም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ጋዜጠኛ ተስፋኣለም

    እቲ ጋዜጠኛ ካብ ቀዳም 22 መስከረም 2014 ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ጀሚሩ ዝርከበሉ ቦታ ከምዘይፈልጡ መሳርሕቱን መሓዙቱን ንቢቢሲ ሓቢሮም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጋዜጠኛ ዳፍኒ ካሩዋና ጋሊዚያ

    ወዲ መዋቲት ጋዜጠኛ ዳፍኒ ካሩዋና ጋሊዚያ፡ ብዛዕባ ናጽነት ፕሬስ ኣገዳሲ ዝኾነሉ ምኽንያት ጽሒፉ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣርማ ኣውሎ ሚድያ

    ካብቶም ኣብ ኣዋሽ ሰባት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚድያ እቶም 10 ኣብ መጀመርታ እዚ ሰሙን ብዋሕስ እንትፍትሑ እቶም ዝተረፉ 7 ግን ሐዚ እውን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዘለዉ ጠበቐኦም ንቢቢሲ ተዛሪቡ፡፡ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ብዛዕባ ዝነበረ ኣተሓሕዛ ብዝምልከት፡ ሰራሕተኛ ኣውሎ ሚድያ ምስዝኾነ ጋዜጠኛ ክብሮም ሰሎሞን ጻንሒት ጌርና ኣለና፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጋዜጠኛ መርመራ ጋሊዛ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ኣብ ጥቓ መንበሪ ገዝኣ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቦንባ ተቐቲላ

    ኣብ ዙርያ ቕትለት እዛ ጋዜጠኛ ይካየድ ዝነበረ መርመራ ንቐዳማይ ሚኒስትር ጆሴፍ ሙስካት ናይ ቐረባ ዝኸኑ ሰባት ኣብቲ ጉዳይ ስለ ዝተጠርጠሩ ብ2019 ካብ ስልጣኑ ክወርድ ምኽንያት ኮይኑ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next