ማሊ

  1. ወታሃደር ኣብ ኒጀር

    ኣብቲ መጥቃዕቲ ልዕሊ 60 ካብቶም ዕጡቓት ብሰራዊት እታ ሃገርን ንዕኡ ብዝድግፉ ናይ ወጻኢ ሓይልታት ከም ዝተቐትሉ ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወተሃደር ቡርኪናፋሶኣብ ዞባ ሱም ሓለዋ እናኣኻየደ

    ፕረዚደንት ቡርኪና ፋሶ ሮች ማርክ ክርስተሰያን ካቦረ በቲ ኣብ ልዕሊ እቶም 35 ሰባት ዝበጽሐ መጥቓዕቲ ሓዘኑ ብምግላጽ፡ ኣብታ ሃገር ንክልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኒኤል ማክሮን ኣብ ኣይቮሪ ኮስት 21 ታሕሳስ 2019.

    በቲ ስርሒት 33 ዕጡቓት ሓይልታት እስላማዊ ጉጅለ ከም ዝተቐተሉን፡ ሓደ እሱርን ክልተ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ ሓይሊ ፖሊስ ማሊ ነጻ ከም ዝወጽኡን እቲ ፕረዚደንት ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ምልክት ሰራዊት ኒጀር

    ዕጡቓት ኣብ ዶብ ኒጀርን ማልን ኣብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ብዝኸፈትዎ ቶኵሲ ብውሑዱ 60 ሰባት ተቀቲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብብርቱዕ ዝናብ ዝጸረሰ ቢንቶ

    ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ፡ ዕንወት፣ ምህማም መሬትን ብርቱዕ ውሑጅን ብምኽታል፡ ልዕሊ ፍርቂ ኬንያውያን ዝኾኑ ብውሑዱ 250 ሰባት ክቐትል እንከሎ ኣስታት 3 ሚልዮን ሰባት ከኣ ጸቕጢ ፈጢርሎም ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፎታንጋ ባባኒ ሲሶኮ

    ፎታንጋ ባባኒ ሲሶኮ ብኸመይ ነቲ መዘና ኣልቦ ርእሰተኣማንነት ዝተሓወሶ ሽጣራ ክዕወተሉ ከም ዝኻኣለ ዝጸዊ ዛንታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሄለኮፕተር ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ ማሊ

    ኣብ 2013፡ እስላማውያን ዕጡቓት መጥቃዕቲ ብምኽፋት ሰፊሕ ካባቢታት ድሕሪ ምቁጽጻሮም፡ ፈረንሳ ንሰራዊት ማሊ ንምድጋፍ ሰራዊታ ኣብታ ሃገር ኣሰሊፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ጥቓ ከተማ ጎሮም ጎሮም ዝተመደቡ ሰራዊት

    እዚ መጥቃዕቲ፡ ብርክት ዝበሉ ኣብ ሰሜናዊ ቁሸት ሳልሞሲ ዝነብሩ ሰባት፡ ካብ መረበቶም ክመዛበሉ ምኽንያት ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ወተሃደራት ማሊ

    ዋና ጽሓፊ ውድብ ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፡ ካብ 2012 ጀሚሩ ኣብቲ ዞባ ተኸሲቱ ዘሎ ዘይምርግጋእ ከምዘሰከፎ ብምግላጽ ኣብ ሞት ሲቪልያን ብኣርባዕቲ ዕጽፊ ምውሳኩ ዝያዳ ሻቕሎት ዝፈጥር ምዃኑ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወታሃደራት ማውሪታንያ ኣብ ሓደ መኣዘዚ ነቑጣ ጉጅለ 5 ሳሕል

    ኣቐዲሙ 5 ሃገራት ዝቖመ ወታሃደራዊ ልፍንቲ፡ ነቲ ኣብ ማሊ፡ ቡርኲና ፋሶን ኒጀርን ብቐጻሊ ዝፍጸም መጥቃዕትታት ክህድኦ ኣይከኣለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next