ማሌዥያ

  1. ሚን ኣንጉ ህላንግ፡

    ሚያንማር፡ መራሒ ናይቲ ዕልዋ ዘኻየደ ሰራዊት ዴሞክራሲ ከምዘስፍን ተመባጺዑ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሰሜን ኮርያ እቲ ሚሳኤል እናተወንጨፈ ዘርኢ ስእሊ ዘርጊሓ ኣላ

    ሰሜን ኮርያ፡ ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዝተኮሰት እኳ ግሉጽ እንተኾነ፡ እንታይ ዓይነት ባላስቲክ ሚሳኤል እያ ፈተነ ኣካይዳ ዝብል ግን ንጹር ኣይኮነን ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኩምሪ ጓሓፍ

    ስሪላንካ ካብ ብሪጣንያ ካብ ዝተልኣኹላ ጓሓፍ ዝጸዓኑ ኮንቴይነራት ነቶም 21 መሊሳ ናብታ ሃገር ሰዲዳቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ናጂብ ራዛቕ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ማሌዥያ ነበር ናጂብ ራዛክ በቲ ምስ ብልሽውና ሚልዮናት ዶላር ዝተሓሓዝ ቀሪበሉ ዝነበረ ሸውዓተ ክስታት፡ ገበነኛ ኮይኑ ከምዝተረኸበ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣከራኸርቲ ደሴታት

    ቻይና፡ ኣብ ምብራቓዊ ባሕሪ ተደኲነን ዝርከባ ደሴታት ናታ ምዃነን ብምግላጽ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ክተእትወን እንከላ፡ ጃፓን፣ ፊሊፒንስን ቬትናምን በብወገነን እተን ደሴታት ከም ዝብጽሐአን ይገልጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next