ሕርሻ

  1. ሳራ መንክር መስራቲት ግሮ ኢንተለጀንስ

    ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሳራ መንክር፡ ኣብ መፅሄት ታይም ናይዚ ዓመት ጸለውቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ 100 ሰባት ሓንቲ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ዝተኻየደ ምህለላ 6 ትሕቲ ዕድመ ኣዋልድ ዕርቃነን ከምዝወጻ ተገይሩ

    ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ህንዲ፡ ሕርሻ ኣብ ዝናብ ናይቲ ሞንሱን ተባሂሉ ዝፍለጥ ወቕቲ'ዩ ዝምርኮስ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ድማ ዝተፈላለዩ ናብ ኣማልኽቲ ዝናብ ዝቐርቡ ምህለላታትን ልምድታትን ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ናብራ ዘማረረን ሰበይቲ

    ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ብዝለዓለ መጠን ዕድል ስራሕ ዝፈጥር መንግስቲ እዩ። ብዝሒ ሰራሕተኛ መንግስቲ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ካብ ዝኸውን 10 ዓመት ክመልኦ ቀሪቡ’ሎ። መረዳእታ ባንኪ ዓለም ከምዘመልክቶ፡ ስርዓት ደርግ ኣብ ዝወደቐሉ እዋን 300,000 ዘይመልኡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቻይናዊ ቢልዮነር

    ወዲ 67 ዓመት ሳን፡ ኣብ ቀረባ እዋናት ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላትን ገለ ዘይትንከፉ ዝበሃሉ ፖለቲካዊ ጉዳያትን ኣልዒሉ ኣብ ኣደባባይ ብግልጺ ክዛረብን ክነቅፍን እዩ ዝፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብር

    ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ዓመት ዝውዕል ዓመታዊ በጀት ካብቲ ሕሉፍ ብ85 ቢልዮን ክብ ዝበለ ረቂቕ ከምዘዳለወ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሓምሊ ሒዛ ናብ ዕዳጋ ትከይድ ዘላ ሰበይቲ

    ሰንሰለት ቀረብ ኢትዮጵያ፡ ማለት ፍርያት ካብ ሓረስታይ ክሳብ ሸማታይ ዝበጽሐሉ ከይዲ ዝተዋደደ ከምዘይኮነ ብዙሓት ሰብሞያ ስነ ቑጠባ ይሰማምዑ።እዚ ዘይምውዳድ ኣብ ናህሪ ዋጋ ዕዳጋ (ዝቕባበ) ኣበርክቶ ኣለዎዶ? ካልኦት ምኽንያታትከ ኣለዉዶ? ከመይከ እዩ ዝፍታሕ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. እቲ ነትጉ ዘውረዶ ዕንወት

    ቁጽሪ በቶም ትማሊ ኣብ ዓባይ ከተማ ኢኳቶርያል ጊኒ ዝኾነት ባታ ዘጋጠሙ ነትጒታት ዝሞቱ ሰባት 98 ከምዝበጽሐ ሰበስልጣን ሓቢሮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኬያዊ ሓረስታይ ጆሴፍ ቲርክወል ካብ ዞባ ቱርካና

    ኣብ ክልቲኡ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዘሎ ናይ ምርባሕ ዝካየድ ዘሎ ምርባሕ'ውን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ስዑዲ ዓረብን የመንን ሓድሽ ስግኣት ፈጢሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ብሓገዝ ቻይና ዝተሃንጸ ፋብሪካ ሽኮር

    እቲ ካብ ነፈርቲ ዝተፈነወ ቦምብታት፡ ሲቪላት ኣብ ዝርከብሉ ወሲኹ ከምዝወዓለን፡ ነቲ ብሓገዝ ቻይና ዝተስርሐ ፋብሪካ ድማ ዘዕነዎን እንትኸውን፡ ከም ኣጋጣሚ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ጉድኣት ከምዘይበጽሐ ወሲኹ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣንበጣ

    ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፡ ኣብ ዘርእትን መጋሃጫን ከቢድ ጉድኣት ብምውራዱ፡ ውሕስነት መግቢ ሓደጋ ከምዘንጸላለዎ ሕቡራት ሃገራት ከጠንቅቕ ምጽንሑ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next