ኣልጀርያ

  1. ፈረንሳይ

    ቅድሚ 60 ዓመታት 17 ጥቅምቲ 1961 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳውያን፡ ፖሊስ ፈረንሳይ ተቓውሞ ሰልፊ የካይዱ ዝነበሩ ኣልጀርያውያን ንምንምብርካኽ ሓይሊ ተጠቒሙ።  ንገሊኦም ተኩሱ ቀቲልዎም ካልኦቶም ድማ ኣጥሒሉ ቀቲልዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ቡተፍሊቃ

    ፕረዚደንት ኣልጀርያ ነበር ዓብደልኣዚዝ ቡተፍሊቃ ድሕሪ ብዙሕ ሕማም ኣብ መበል 84 ዓመቱ ሞይቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ስለምንታይ ኤምባሲታት ትዓጹ ኣላ?

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዝርዝር እቶም ዝዓጽዎም ኤምባሲታት ወግዓዊ እንተዘይገበረ'ውን፡ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ማእከላይ ምብራቕ፣ ኤዥያን ኣፍሪቃን ዘለውዋ ኤምባሲታትን ቆንስላ ቤት ጽሕፈትን ብፍርቂ ክትንክዮም ምዃና ይገልጹ። ድሮ ኣብ ኣልጄሪያ ዝነበረ ኤምባሲ እታ ሃገር ተዓጽዩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ባርንዴራ ኣልጄርያን ኢትዮጵያን

    ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ሃገሩ ካብ ዘለውዋ ልዕሊ 60 ኤምባሲታት ኣስታት ፍርቂ ናይ ምንካይ ትልሚ ከምዘለዋ ኣእንፊቱ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓለዋ ዶባት

    ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ሓንቲ 36 ሰባት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ ኣብ መንጎ ፈረንሳን ብሪጣንያን ኣብ ዘሎ ባሕሪ ክትጥሕል ምስ ጀመረት ሓደ ወዲ 27 ዓመት ኤርትራዊ ህይወቱ ከም ዝሓለፈ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልማጅድ ተባውነ

    ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልማጅድ ተባውን ብኮሮናቫይረስ ተለኺፉ ኣብ ጀርመን ንኣስታት ክልተ ወርሒ ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ሃገሩ ከምዝተመለሰ መንግስታዊት ተሌቪዥን እታ ሃገር ኣቃሊሓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዕዉት ዙር ጋቦን 2014 ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ

    ኣብዚ ውድድር ናትናኤል ብርሃነ ምስ ጋንታ ኮፊደስ ሶሊሽንስ ክረዲት ከምኡ እውን ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንታ ኒፖ ዴልኮ ዋን ፕሮቬንስ ብምዃን ኣብዚ ውድድር ስለዝሳተፉ ቁጽሪ ኣብዚ ውድድር ዝሳተፉ ኤርትራውያን ናብ ሸሞንተ ክብ ኢሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ስዒድ ቡተፍሊቓ

    ካልኦት ክልተ ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ናይታ ሃገር ኮይኖም ዘገልገሉ ሰብመዚን፡ መራሒ ፖሎቲካዊ ሰልፊ ዝነበረን'ውን ን15 ንኽእሰሩ ወተሃደራዊ ቤት-ፍርዲ በይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣልጀርያውያን ንሃገራዊት ጋንትኦም ብድሙቕ ስነስርዓት ተቐቢሎም

    ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣልጀርያውያን፡ ነታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ሒዛ ናብ ኣልጀርያ ዝተመለሰት ሃገራዊት ጋንትኦም ኣብ ከተማ ኣልጀርስ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next