ኬንያ

  1. ኬት ሚሸል

    ሓንቲ ሰራሕተኛ ቢቢሲ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝዓረፈትሉ ሆቴል ሞይታ ስለ ዝተረኽበት ፖሊስ ኬንያ መርመራ ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኬት ሚሸል

    ኬት ሚሸል፡ ኣብ ዝቐረባ እዋን ኣብታ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቢቢሲ ሜድያ ኣክሽን ክትሰርሕ ዝጸንሐት'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ክታበት ትወስድ ዘላ ሰበይቲ

    ኬንያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 10 ሚሊዮን ዜጋታት ክትኸትብ መደብ ሒዛ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ፋብሪካ ዓለባ ኣብ ኣፍሪቃ

    ቅድሚ ሕጂ ኣፍሪቃ እንታይ ክትገብር ከም ዘለዋ ንምርኣይ ልዕልነታ ተንጸባርቕ ዝነበረት ኣመሪካ ሕጂ ብሚኒስትሪ ጉዳይ ወጻኢኣ ኣቢላ ምሕዝነትን ንግዳዊ ርክባትን ከም እትጠልብ ኣብሪሃ። ምምሕዳር ባይደን ዝኽተሎ ፖሊሲ ኣፍሪቃ ኣመልኪቱ ዝተዛረበ ብሊንከን፡ ሃገሩ ኣብ ሓሙሽተ ኣገደስቲ ዓውድታት ትኹረት ከም እትገብር ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብግብረሽበራ ተኸሲሶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ሃዲሞም ዝነበሩ እሱራት ተታሒዞም

    ፖሊስ ኣንጻር ግብረ ራዕዲ ብወገኖም: ነዞም ውልቀሰባት ንምህዳን ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ብዝተዋህቦ መምርሒ መሰረት ጽዑቕ ስርሒት ከካይድ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ ብሊንከን

    ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ጉዳይ ጎንጺ ኢትዮጵያ፣ ቃልሲ ኣንጻር እስላማዊ ግብረ ሽበራ ኣብ ሶማሊያ ከምኡ'ውን ስቪላዊ ምምሕዳር ሱዳን ናብ ቦትኡ ንምምላስ ንምዝርራብ ሎሚ ናብ ኬንያ ድሕሪ ምእታዉ እዩ እቲ መግለጺ ሂቡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብሊንከን እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ ነታ ሃገር ኮነ ነቲ ከባቢ ክባራዕ ከም ዝኽእል ተዛሪቡ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ

    ሰብመዚ ኣመሪካ  ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጎንጺ ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ፡ ብዛዕባ ቅልውላው እቲ ከባቢ ምስ ፕረዚደንት ኬንያ ክመኽሩ ዝጸንሑ ኮይኖም፡ ኣብ ቀረባ እዋን ድማ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣመሪካ ተዓዲሙ ምስ ፕረዚደንት ባይደን ተዘራሪቡ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሳፋሪኮም

    ሳፋሪኮም፡ ኣብ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪቃ እቲ ዝዓበየን ኣትራፍን ኩባኒያ ቴሌኮምዩኒኬሽን ኮይኑ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ዘይኮኑ ሰራሕተኛታቱ ካብታ ሃገር ክወጽኡ ከም ዝገበረ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስድራ ግዳያት

    እዚ ስምምዕ፡ ካብ ኣመሪካ ወጻእ ዘለው ስድራቤታት [ኣብ ከም ኢትዮጵያን ኬንያን] ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገሮም ብኣብያተ ፍርዲ ኣመሪካ ኣቢሎም ካሕሳ ክሓቱ ዘኽእሎም ከም ዝኾነ ተገሊጹ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ምምሕምሻሽ እታ ነፋሪት፡ ኣብ ጉዕዞ ዝነበሩ ዜጋታት 35 ሃገራት ዝኾኑ 157 ሰባት ሞይቶም'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፕረዚደንት ኬንያ ኡህሩ ኬንያታ (ጸጋም) ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዩወሪ ሙሰቨኒ (የማን)

    ኣንጻር መንግስቲ ኢትዮጵያን መላፍንቱን ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ትግራይ ናብ ማእከል እታ ሃገር እናቐረቡ ምምጸኦምን እቲ ጎንጺ ምግዳዱን ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ኣሎ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next