ቱሪዝም

  1. ቱርኪ

    ማእኸላት መዘናግዒ ኣብ ዝበዝሕዎም ክፈላት ቱርኪ ባርዕ በረኻ ስለዘጋጠመ ወጻእተኛታት በጻሕቲ ዓዲ ናብ ካልኦት ከባቢታት ናይ ምግዓዝ ስራሕቲ ይግበር ከምዘሎ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ገምገም ውቅያኖስ

    ዛንዚባር ቅጥዕን ስነምግባርን ዝጎደሎ ኣከዳድና ንዝኽተሉ በጻሕቲ ዓዲ ክትቀጽዕ እያ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ክሳብ ሕጂ ሸውዓተ ሰባት ብህይወት ከውጽኡ እንከለዉ፡ ሓሙሽተ ካብዞም ሸውዓተ ኣዝዮም ተሃስዮም'ዮም ጸኒሖም

    ኣማሓዳሪ ከተማ ኣሌክሳንድራ፡ እታ ጃልባ ሓንቲ ካብተን ብዘይ ሰነዳትን ሕጋዊ ፍቃድን ኣብቲ ቀላይ ዝንቀሳቀሳን ሰባት ንምዝንጋዕ ኢሎም ዝስቀልወን ምዃና ገሊጹ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. 'ቪክቶርያ ፎልስ'

    'ቪክቶርያ ፎልስ' ኣብቲ ንዚምባብወን ዛምቢያን ዝፈላሊ ፈለግ ዛምቤዚ ዝርከብ ሓደ ካብ 7 ኣዝዮም ኣደነቕቲ ተፈጥሮኣዊ መስሕብ ዓለም ምዃኑ ይጥቀስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ነቲ ባርዕ ንምጥፋእ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት

    ኣብ ታንዛንያ ዝርከብ ዝበረኸ ጎቦ ኣፍሪቃ - ኪሊማንጃሮ - ካብ ሰንበት ብዝጀመረ ባርዕ ይነድድ ኣሎ። ጽንኹር ንፋስ ድማ ነቲ ባርዕ ከምዘጋደዶ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ጃፓናዊ ጄሲ ታካያማ

    ጃፓናዊ ጄሲ ታካያማ፡ ‘ማቹ ፒቹ’ ዝበሃል ኣብ ፔሩ ዝርከብ ቦታ ክርእይ እዩ ኣብ ወርሒ ጉንበት ናብታ ኣትዩ። ካብ ሽዑ ጀሚሩ፡ ንሸውዓተ ወርሒ ተጸብዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ውሽጢ ቤተመዘክር ዘለዉ ቅርስታት

    ኣብ ፈረንሳይ፡ ኣፍሪቃውያን ቅርስታት ካብ ቤተ-መዘክር ክሰርቁ ብምፍታኖም ዝተኸሰሱ ተጣበቕቲ ናብ ቤት-ፍርዲ ቀሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣከባብራ በዓል መስቀል

    ኣብ ኢትዮጵያ ቁጠባዊ ምምሕያሽ ክግበረሎም ካብ ዝሕሰብ ዓውዲታት ቱሪዝም ሓደ እዩ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ዝኸበሩ ሃይማኖታዊ በዓል መስቀልን ናይ ምስጋና በዓል እሬቻን ብዙሓት በጻሕቲ ተረኺቦም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ትልሂት ብሄረ ትግረ

    ቅድሚ ምብጋሶም እውን ተሌፎን ተደዋዊሎም ነሓሰ ኣብ ዓዲ የራኽበና ተበሃሂሎም ብቖጸራ ኣብ ዓዲ ተራኺቦም፡ ደሃይ ሓድሕድ ይለዋወጡ። ክሊማ ዓዶም እናስተማቐሩ፡ እቶም ዝኽእሉ ንታሕቲ ንባጽዕ ወሪዶም፡ ኣብ ባሕሪ ሓንቢሶም፡ ገሊኦም ንዳህላክ ሰጊሮም ብመልክዓ ምድሪ ዓዶም ይፍስሁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሲነማ ኣስመራ

    ኣስመራ፡ ገዛ ግሮቶም፣ ገዛ ሽለለ፣ ገዛ ሰረንስርን ገዛ ኣስመዐን ብዝብሃላ ኣርባዕተ ዓድታት ኣብ 12 ክፍለ ዘመን ከም ዝተመሰረተት እዩ ዝንገር። እቲ ግዜ ከኣ ከም ምፍላም እዛ ዘመናዊት ኣስመራ ይውሰድ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next