ታይዋን

  1. ታይዋን

    ሚኒስትሪ ምክልኻል ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ተዋጋእትን ኒኩለራዊ ቦምባታት ክስከማ ዝኽእላን ዝርከብወን 19 ነፈርቲ ኲናት ናብ ክሊ ምክልኻል ኣየሩ (ADIZ) ከም ዝኣተው ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ስእሊ ትምህርቲ ስልጠና ጁዶ

    እዚ ወዲ ሸውዓተ ዓመት ኮተቴ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ኣብ ዝወስዶ ዝነበረ ስልጠና ከቢድ ምድማይ ክሳቐ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መሓመድ ሃጊ [የማን] ወኪል ሶማሊላንድ ኣብ ታይዋን ምስ፡ ሚኒስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ታይዋን ጆሴፍ ው

    ታይዋንን ሶማሊላንድን፡ ዋላ'ውን ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ኣይርከባ ብሓበን ንገዛእ ርእሰን ሉእላውያን ሃገራት ኢለን ዝጽውዓ'የን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከኣ ክልቲአን ጥቡቕ ዝምድና ንምፍጣር ይጽዕራ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ታይዋን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ እተን ንኽሊ ኣየር ታይዋን ጥሒሰን ዝበለተን ነፈርቲ ውግእ ቻይና፡ 18 ናይ ውግእ ነፈርቲ፡ ኣርባዕተ ከቢድ ቡንባ ዝጽዕና፡ ክልተ ጸረ ሳብ ማሪን ዝዓጠቓን ሓንቲ ቅድመ መጠንቀቕታ እትህብ ነፋሪትን ምዃነን ገሊጻ

    ታይዋን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ እተን ንኽሊ ኣየር ታይዋን ጥሒሰን ዝበለተን ነፈርቲ ውግእ ቻይና፡ 18 ናይ ውግእ ነፈርቲ፡ ኣርባዕተ ከቢድ ቡንባ ዝጽዕና፡ ክልተ ጸረ ሳብ ማሪን ዝዓጠቓን ሓንቲ ቅድመ መጠንቀቕታ እትህብ ነፋሪትን ምዃነን ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ድሕሪ ዓመት ካብ ቀላይ ሳን ሙን ዝወጸት ኣይፎን

    ኣብ ታይዋን ኣብ ዝሓለፈ 56 ዓመታት ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ድርቂ ንሓደ ካብ ፍሉጣት ቀላያት እታ ሃገር ከም ዝነጽፍ ክገብር እንከሎ እንተወሓደ ንሓደ ሰብ ግና ጽቡቕ ዜና ኣምጹኡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰባት ካብታ ዝተጋጨወት ባቡር እናወጽኡ

    እታ ደሴታዊት ሃገር ዝኾነት ታይዋን ኣብ 1991 እውን ብሰንኪ ምግጫው ክልተ ባቡራት 30 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 112 ሰባት ቆሲሎም ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኬሊ ክራፍት ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት

    ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኬሊ ክራፍት፡ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ንምክያድ ረቡዕ ናብ ታይፔይ ክተምርሕ እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ነፈርቲ ውግእ ቻይና

    ቻይና ነታ ንርእሳ ከም ሃገር እትቖጽር ታይዋን፡ ከም ሓንቲ ዝሓከለት ዞባኣ ወይ ኣውራጃኣ ገይራ'ያ ትጥምታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ወተሃደራዊ ልምምድ

    እዚ ቻይና ተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ልምምድ ርክብ በይጂንን ዋሽንግተንን ሓርፊፍሉ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣሜሪካ ብወገና ንታይዋን ዘለዋ ደገፍ ወትሩ ምስ ገለጸት እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጀነራል ሸን ዪ

    ጀነራል ሸን ዪ፡ ምስ ካልኦት 12 ሰባት ኣብ ሓንቲ ብላክ ሃውክ ዝዓይነታ ሄለኮፕተር እናበረሩ እንከለ'ውዩ፡ ኣብ ጥቓ ርእሰከተማ ታይፐይ ተሓምሽሻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next