ታሪኽ

  1. ከም ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያውያን፡ 21 ሕዳር፡ ኣብ ዝጽምበል በዓል ማርያም ጽዮን (ሕዳር ፍዮን) ካህናት ኣብ እግሪ ሓወልቲ ኣክሱም ያሬዳዊ ዝማሬ እንተቕርቡ

    ብዙሓት ዜጋታት ብዘለዎም ሸሚቶምን ደጊሶምን፤ ምስ ዘመድ ኣዝማዶም ምስ ጎረባብቶምን ኣሕሊፎምዎ። ብዛዕባ እዚ ፍልይ ዝበለ ዘበን ኣቆጻጽራ፣ ባህልን ታሪኽን ክንድህስስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓማሲ

    “ን31 ዓመታት ኣብ ባሕሪ ካብ ዝነበረኒ ጻንሒት ዝረኸብኩዎ ብሉጽ ነገር እዚ እዩ” ይብል ማርሲ ቤልግሬቭ ናብታ ስባር መርከብ እናኣመልከተ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሽክና ርእሲ

    እቲ ሓድሽ ዓይነት ጥንታዊ ሰብ፡ ቅድሚ ልዕሊ 100 ሽሕ ዓመታት ኣቢሉ፡ ምስቶም ናይ ሎሚ ሰባት ዘርኢ ዝነበረ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቅርሲታት

    እዞም ጥንታውያን ቅርሲታት ካብቶም ኣብ ኲናት መቕደላ ወፊሮም ዝነበሩ ወታሃደራት እንግሊዝ ሓደ ብዝነበረ ጀነራል ዊልያም ኣርቡትኖት ዝተወሰዱ እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. እቲ ሓወልቲ ኣብ ሓደ ኣዝዩ ረሳሕ መኻዚኖ እዩ ተደርብዩ ኔሩ።

    ካብ ጥንታዊ ግሪኽን ሮሜን እተረኽበ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓወልታት እምነ በረድ ድሕሪ ካልኣይ ኩናት ዓለም ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ርእሲ ከተማ ኢጣልያ ንምርኢት ቀሪቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እቲ ኣብ 1841 ዝተመስረተ ፈብሪካ ዓለባ ነቭስካያ ማኑፋኩትራ በረቲ ባርዕ ዝወረዶ ዕንወት ዘርኢ ስእሊ

    እቲ ኣብ 1841 ዝተመስረተ ፋብሪካ ዓለባ ነቭስካያ ማኑፋኩትራ፡ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ካብ ትልለየሎምን ትንየተሎምን ህንጻታት ኮይኑ ብጥንታውነቱ ኸኣ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ፋብሪካ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዋላ ምስ ዓበየ'ውን እንተኾነ፡ እቲ መስፍን ካብ ስፖርታዊ ውድድራት ዓዲ ኣይወዓለን፡ ከምዚ ኣብ 2005 ዘካየዶ ምግላብ ሰረገላ።

    ካብ ግዜ ቁልዕነት ክሳብ ቤተንግስነት ኣትዩ ኣብ ጎኒ ንግስቲ ብምዃን ዝሓለፎ ጉዕዞ ሂወቱ ዝገልጹ ቀንዲ ስእልታት

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዳግማዊት ንግስቲ ኤሊሳቤጥን ብዓልቤታ መስፍን ኤዲንብራን ኣብ ብሮድላንድስ፡ ሃምፕሼር ኣብ 2007

    ቢቢሲ፡ ካብ ካልኦት ናይ መራኸቢ ብዙሃን ትካላት ንላዕሊ ነቲ ሞት ኣኽቢዱ ዝርእዮ ዘሎ ክመስል ይኽእል እዩ፡ ስለምንታይ'ከ ከምኡ ይኸውን ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጥንታውያን ኣጋንእ

    ንጉስ ናርመር ቅድሚ 5000 ዓመታት ዝነገሰ ኮይኑ፡ እቲ ናይ ፈለማ ንግስነት ዝመስረተን ንጥንታዊት ግብጺ ናብ ሓድነት ዘምጽኣን'ዩ ተባሂሉ ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣሚ ሓውኪንስ

    መበል 110 በዓል ልደተን ዘብዓላ ኣሚ ሓውኪንስ ዝተባህላ ብሪጣንያዊት ኣደ፡ ኣብ መዓልቲ ልደተን ብዝዘመረኣ ፍልጥትን ህብብትን መዝሙር ቀዳማይ ኵናት ዓለም ኣብ ቲክቶክ ኮኾብ ዓለም ኮይነን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next