ውልቃዊ ፋይናንስ

  1. ብጥቃ ባንኪ ዌስትፓክ ትሓልፍ ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ምስ ካልኦት ብምዃን ነቲ መርመራ ዘካየደ ክፍሊ ድሕነትን ወፍርን ባንክታት ኣውስትራልያ ኣብ ባንኪ ዌስትፓክ፡ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ካብ 11 ሽሕ ዝሞቱ ዓማዊሉ ናይ ኣገልግሎት ባንክን ፋይናንሳዊ ማዕዳን እናበለ ልዕሊ 7 ሚልዮን ዶላር ከምዝቆረጸ ገሊጹ "እዞም ዝሞቱ ዓማዊል እዚ ባንኪ ዝነበሩ ሰባት ስለዝሞቱ ዝረኸብዎ ኣገልግሎት ይኹን ፋይናንሳዊ ማዕዳ የለን፡ እዚ ባንኪ ግን ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ሰልዲ ክቆርጸሎም ጸኒሑ" ይብል እቲ ጸብጻብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ክሪፕቶራከንሲ

    ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 65 ሚኢታዊት ጠቕላላ ፍርያት ቢትኮይን ሸፊና ዝነበረት ኮይና፡ ግዝኣት ሲችዋን ድማ ካብ ዓለም መበል ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ ምንባራ መጽናዕቲ ዩኒቨርሲቲ ካምብሪጅ የመልክት፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ብመሰረት እዚ ሕጂ ኢልሳልቫዶር ኣጽዲቓቶ ዘላ ሕጊ፡ ዝኾነ ብዓል ትካል ክፍሊት ብቢትኮይን ክቕበል ክግደድ እዩ

    ብመሰረት እዚ ሕጂ ኢልሳልቫዶር ኣጽዲቓቶ ዘላ ሕጊ፡ ዝኾነ ብዓል ትካል ክፍሊት ብቢትኮይን ክቕበል ክግደድ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብር

    ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ዓመት ዝውዕል ዓመታዊ በጀት ካብቲ ሕሉፍ ብ85 ቢልዮን ክብ ዝበለ ረቂቕ ከምዘዳለወ ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቢትኮይን

    ወናኒ ኩባንያ ተስላ፡ ኢሎን መስክ ኣብ ወርሒ ጥሪ ናይ 1.5ቢልዮን ዶላር ቢትኮይን ከም ዝዓደገን፡ ኣብ መጻኢ ከም ባጤራ መፈጸሚ ክፍሊታት ክወስዶ ይሓስብ ምሕላውን ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሊብራ

    ሓለፍቲ ፈይስቡክ ብዛዕባ እዚ ዲጂታላዊ ገንዘብ ዝያዳ መብርሂ ንኽህቡ፡ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ቅድሚ ባይቶ ኣመሪካ ክቀርቡ ኢዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next