መሰል ውሑዳን

  1. ወተሃደራት ካሜሩን 'ሕነ ንምፍዳይ ጓል ኣንስተይቲ ዓሚጾም'

    እቲ ትካል ካብ ወርሒ ነሓሰ ክሳብ ጥሪ ኣብ ዘሎ ግዜ መሰኻኽር ዓይኒ፣ ግዳያትን ሓካይምን ቃለ መጠይቕ ብምግባር ነዚ መርመራ ከም ዘካየደ ሓቢሩ። እቶም መሰኻኽር ዓይኒ፡ ልዕሊ 50 ወተሃደራት ናብታ ኢባም ዝተባህለት ዓዲ ብእግሪ ኣትዮም ብሓደ መጋቢት 2020 ኣስታት 75 ኣባይቲ ብሓይሊ ሰይሮም ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ትግራይ ድልድል ክፍለ ግዜ ጎስጓስ መረፃ፡ ትማሊ 6 ነሓሰ 2012 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ] እዩ ጀሚሩ።

    ኣብ ትግራይ ድልድል ክፍለ ግዜ ጎስጓስ መረፃ፡ ትማሊ 6 ነሓሰ 2012 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ] ጀሚሩ። ብመሰረት እቲ ክፍለ ግዜ እቶም ፖለቲካዊ ሰልፍታት ንህዝቢ ትግራይ ይረብሕ እዩ ዝበልዎም ዕላማታት ኣብ ቴሌቪዥንን ሬድዮታትን እቲ ክልል ምቕራብ ጀሚሮም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣመራርሓ ውድባት ባይቶና ዓባይ ትግራይ፣ ህወሓትን ውድብ ናጽነት ትግራይን

    ኣብ ትግራይ ዘሎ ምስሊ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ውሳነ ወሃባይ መሪሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ግን ንኹሉ ሓደ ዓይነት ኣይኮነን። ኣባል ሰልፊ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ሰላማዊት መድሃንዬ፡ ኣብ ትግራይ ዋላ'ኳ ካብ ካልእ እዋን ብዝሓሸ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸታ፣ ኣገልግሎት ጥዕናን ካልእን ክረኽባ እንተተገብረ፡ ደረጃ ፖለቲካዊ መሪሕነተን ግን 'ዘሰክፍ'ዩ' ትብል። ዓለማዊ ገምጋም ፖለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ እንትርኣይ ድማ ሕጂ'ውን ትሑት'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጓል ክልተ ዓመት ሳፊያ

    እቲ ኣብ ደልሂ ዝካየድ ዝነበረ ናዕቢ ናብ ጐነጽ ምስተቐየረ'ዩ ካብ ስድራቤታ ተሰዊራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓዲስ መርዓዊ

    እቲ መርዓዊ፡ ኣብ ሰበይቱ ተደጊፉ ናብቲ መበገሲ መስመር እግሪ ጎቦ ንኽበጽሕ ንኣስታት 3 ኪሎ ሜተር ብእግሩ ከም ዝተጓዕዘን፡ ኣብ እዋን ጉዕዞ ብዙሕ የምልስን ኣብ ከቢድ ቃንዛን ምንባሩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next