ኒጀር

  1. ኣብ ኒጀር ተማሃሮ ዝምሃሩሉ ክፍሊ

    ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኒጀር ናሕሱ ብሳዕሪ ዝተሸፈነ ቤት ትምህርቲ ድሕሪ ምቅጻሉ ብውሕዱ 25 ካብ ሓሙሸት ክሳብ ሽዱሽተ ዓመቶም ተማሃሮ ከም ዝሞቱን ብዙሓት ሓደጋ ምንዳድ ከም ዘጋጠሞምን ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካብ ሊብያ ናብ ኒጀር ዝገዓዙ ስደተኛታት

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ሰብመዚ ጸጥታ ሊብያ ኣብ ልዕሊ'ቶም ብዘይደገፍን መጽለልን ዝርከቡ ኤርትራውያን ተሓተቲ ዕቑባ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ ሞትን መቑሰልትን ኣስዒቡ ነይሩ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ

    ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ኒጀር፡ ኣብ ምዕራባዊ ቲላበሪ 55 ኪሎ ሜትር ርሒቃ ኣብ ትርከብ ቁሸት፡ ብከንቲባ ባኒባንጉ ዝምራሕ ልኡኽ፡ “ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ሸፋቱ” ድብያዊ መጥቃዕቲ ከም ዝተፈፀሞ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ወተሃደራዊት ንፋሪት

    ኣብ ከባቢ ቀላይ ጫድ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ጉጅለ ኢስዋፕ ሰባት ኣብቲ ቀላይ ገንዘብ እናኸፈሉ ዓሳ ክገፉ ፈቒዱ ይርከብ። መንግስቲ ግን እቲ ዕጡቕ ጉጅለ ካብቶም ከፈፍቲ ዓሳ ዝረኽቦ ገንዘብ ኣብ ግብረሽበራዊ ተግባራት የውዕሎ ኣሎ ብምባል፡ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ቀላይ ዓሳ ከይገፍፍ ምኽልካሉ ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብ ኒጀር እስላማውያን ዕጡቓት ህጻናት የጥቅዑ ምህላዎም ኣምነስት ኢንተርናሽናል ገሊጹ

    ኣብቲ ዞባ ካብ 1 ጥሪ ክሳብ 29 ሓምላ ናይ 2021 ጥራይ ልዕሊ 500 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐተሉን እቲ ቁጽሪ ነታ ኣብ መላእ 2020 ዝተመዝገበ ሞት 379 ሰለማውያን ሰባት ከምዝዛየዶ ኣብቲ ጸብጻብ ተሓቢሩ። እቲ ጸብጻብ ብምስዓብ ካብቶም ብዕጡቓት ዝተቐተሉ እቶም ልዕሊ 60 ህጻናት ምዃኖም ይጠቅስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣቡባከር ሼካው

    ናይጀርያዊ ጂሃዳዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም መራሒኡ ከምዝተቐትለ ዘረጋግጽ ቪድዮ ኣውጺኡ። እቲ ቦኮሓራም ዘውጽኦ ቪድዮ፡ ኣቡባከር ሸኩ ብሂወት ከምዘየለ ዝሕብር'ዩ ተባሂሉ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ወተሃደራት ሩሲያ ኣብ ማሊ ጅሃዳውያን ዕጡቓት ኣብ ምቅላስ ይርከቡ

    እዚ ሳሕል ተባሂሉ ዝፍለጥ ከባቢ ኣፍሪቃ ብዙሓት ናብ ኤውሮጳ ዝሰግሩ ስደተኛታት ዝተሓላለፍሉ መገዲ'ዩ። እስላማዊ ጉጅለን ኣብ ኣልቃዒዳ ዘለው ተነሓናሕቱን ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ተደፊኦም ምስ ወጽኡ ኣፍሪቃ ማእከል ሓድሽ ሰፈርኦም ክገብሩዋ ስትራቴጂካዊ ውሳነ ገይሮም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ኒጀር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛኣተት ንራብዓይ መዓልቶም ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

    ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ፡ እቶም ትጽቢት ዝነውሖም ስደተኛታት እቲ ዝተኣትወሎም ቃል ብዘይምፍጻሙ ሰላማዊ ሰልፊ ብምውዳብ ተቓውሞታት ኣካይዶም ምንባሮም ይዝከር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ሓለዋ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝተዋፈረት ድርዕቲ መኪና ( ስእሊ ናይ ሕሊፍ)

    ኣብ 1960 ናጽነታ ዝረኸበት ኒጀር እዚ ናይ ሎሚ ዲሞክራስያዊ ምስግጋር ስልጣን ኣብ ታሪኻ ንመጀመርታ ግዜ ትርእዮ ዘላ ክስተት እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ርእሰ ከተማ ኒጀር ኒያመይ ብሰንብት ድምጾም ንምሃብ ብዙሓት ሰባት ተሰሪዖም ነይሮም ለካቲት 21, 2021.

    እቶም ኣባላት ኮምሽን ምርጫ ተሳፊሮማ ዝነበሩ መኪና ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኒጀር ዞባ ቲላበሪ ዝተቀበረ ነታጒ ረጊጻ ከምዝተፈንጀረትን ሸውዓቲኦም እቶም ኣባለት ኮምሽን ምርጫ ምስታ መኪና ከምዝተቃጸሉን ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next