ዓለም-ለኸ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት

  1. ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ነበር ሎረት ግባግቦ [ጸጋማይ]፡ ፕረዚደንት ኣይቮሪኮስት ኣላሳነ ኦታራ [የማናይ]

    ፍሕፍሐ እዞም ክልተ ጎባልል ፖለቲካ ኣይቬሪኮስት፡ ሎረት ግባግቦ ንውጽኢት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣይቕበለን እየ ድሕሪ ምባሉ'ዩ ናብ ጥርዚ በጺሑ። ከምውጽኢቱ ኸኣ ልዕሊ 3000 ሰባት ተቐቲሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ያቆብ ዙማ

    ዙማ፡ ባዕሉ ኢዱ ንፖሊስ ክህብ ሓሙሽተ መዓልታት ተዋሂብዎ ኣሎ፤ ከምኡ እንተዘይገይሩ ግና፡ ፖሊስ ኣብ ቀይዲ ከእትዎ ክፍቀደሉ ምዃኑ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፋቱ ቤንሱዳ (ጸጋም) ምስ ብዓል ስልጣን ሱዳን

    ቅድም ኢሉ መራሕቲ እታ ሃገር ኣብ እዋን ግጭት ዳርፉር ኣብ ስልጣን ዝነበረ ፕሬዝደንት ነበር ዖማር ኣልበሽር ኣሕሊፎም ንምሃብ ቃል ኣትዮም'ኳ እንተነበሩ ክሳብ ሕጂ ተግባራዊ ኣይኮነን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዶናልድ ትራምፕ

    ዶናልድ ትራምፕ ካብ ባንኪ ብዙሕ ልቃሕ ንምርካብ መጠን ንብረቱ ክብ ብምባልን፡ ውሑድ ግብሪ መንግስቲ ንምኽፋል ንዋጋ ንብረቱ ብምትሓትን፡ ናብ ባንክታት ሰነዳት ከምዘቕረበ ብምጥርጣር እያ ለቲሻ ጀመስ፡ ኣብ 2019 ኣብ ልዕሊ ትካላት ዶናልድ ትራምፕ መርመራ ጀሚራ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ዳኛ ፋትዋ ቤንሶዳ

    ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ነቲ እግዳ ከምዝተለዓለ ኣብ ዝሓበረሉ፡ እቲ ተገይሩ ዝነበረ እገዳ “ዘይግቡኑን ዘይውጽኢታውን’ዩ” ድሕሪ ምባል፡ ኣመሪካ ምስቲ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ገበናት ብጽምዶ ክተሰርሕ ድልውቲ ምህላዋ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሙሳ ሂላል

    ሙሳ ሂላል፡ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ጥቡቕ ዝምድና ዝነበሮ ኮይኑ፡ ጸኒሖም ምስ ተባእሱ ኣብ 2017 ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣልበሽር

    ሱዳን ኣብ ጉዳይ ፕረዚደንት እታ ሃገር ነበር ዑመር ኣልበሽር ምስ ዓለማዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክትተሓባበር ምዃና ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣል-በሽር

    ልኡኽ ዓለማዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት፡ ብዛዕባ ክሲ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣል-በሽር ክዘራረብ ናብ ሱዳን ኣትዩ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዑመር ኣልበሽር

    ጀነራል ዑመር ኣልበሸር፡ ኣብቲ ኣብ 2003 ኣብ ምዕራብ ሱዳን፡ ዞባ ዳርፉር ዝተወለዐ ኲናት ምጽናት ዓሌት፡ ገበናት ኲናትን ገበናት ኣንጻር ሰብን ፈጺሙ ተባሂሉ ብኣኽበርቲ ሕጊ ናይቲ ቤት ፍርዲ ክድለ ምጽንሑ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. በሽር

    እቲ ኣብ መንጎ ዓመጽትን ደገፍቲ መንግስቲ ዝኾኑ ሚልሻታትን ኣብ 2003 ኣቆጻጽራ ኣውሮጳ ዝተጀመረ ጎንጺ፡ 300 ሽሕ ሰባት ከምዝቐተለ ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next